ማሕበራዊ ሃብቲ ኣብ ስራሕ እተመስረተ ብምዃኑ ስራሕ ንዅሎም ሰባት መሰረታዊ መሰል ኢዩ ። ነፍሲ ወከፍ ዕዮ ኣገዳሲን ሕደ ዋጋ ዘለዎን እዩ ። ንምምዝማዝ ሰብ ብሰብ ከነጥፍኦ ንደሊ ኢና ። ዝለዓለ ደሞዝ ዝሓጸረ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሓድሽ ሕጊ ሸቃሎ ንምትእትታው ከምኡውን ቤት ፍርዲ ሸቃሎ ንምርካብ ንቃለስ ኣሎና ።
ብፍላይ ከምዚ ዝስዕብ ኢልና ኢና እንሓትት –
ብናጻ ናይ ነዊሕ ግዜ ምልምማድ ምኽልካል
ኣይነዕርፍን ኢና ።
ክሳዕ እቲ ምስ ማሕበረሰብ ሶሻሊስት ዚተሓሓዝ ስራሕ ንሰባትን ተፈጥሮን ብምምዝማዝ ንሃብቲ ሒደት ሰባት ዘይኰነስ ንብልጽግና ዅሎም ዚጠቅም እዩ!